ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ንዝተፈላለየ መካይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዘገልግል ሙሉእ መድሕን ሽፋን ከእቱ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 8, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50/ሓምሳ ብር
  • ጨረታ መደብ ኢንሹራንስ/

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ጎደናታት ግሪነሪ ፅባቀ ግልጋሎት ዝዉዕል ተክልላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ተክልታት ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኢንሹራንስ/