ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ናይ 2016 ዓም ኣብ ዝስዕቡ ከተማታትን ዕለትን ማልት እዉን ሕዳር 21 ኣብ ኣክሱም ታሕሳስ 7 ኣብ ሽረ እንዳስለሴ ታሕሰስ 29 ኣብ ኣፅቢ ጥሪ 11 ኣብ ማይጨዉ ከምኡዉን ለከቲት 23 ዓድዋ ኣብ ዝዳሎ ኢቪንታት ብሓባር ንምድላዉ ድልየት ንዘለዎም ኩነት / ኤቨንት ወይ ትካላት ፕሮሞሽን ብምዉድዳር መድረክ እቶት ምትእክክብ ክተዳሎ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/