... ኮምፒተርን ተዛመድትን ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑትን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 (2 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (14 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

...ፅሕፈት ምምሕዳርን ካዳሰርት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒታት :ተሽከርከርትን : ኤሌክትሮኒክስ :ቀዋሚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (8 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንኤሌክትሮኒክስ : ተሽከርክርቲን ነንሕድሕድ 18000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 16000 : ንቀዋሚ ንብረት 15000 : ንደቀቅቲ መሳርሒ 3000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

...ፒተር : A4 size Black and white printer : projector ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (4 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ግልጋሎት ዝርከቡ ንቤት ፅሕፈታትን ካቢኔ ሲክተሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከም ኮምፒተር ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 11:31 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

...ርሒ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ወይድማ ናይ ኣይቲ ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ተጫረቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (10 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንፅሬት ኣቅሑት ብር 2000 : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ድማ ብር 7000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ነዞም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት እዉን ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ኣይሲቲ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 (20 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ገብረስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 04:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት 4000 : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት 30000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሜሽን መፅናዕቲ ጀኖሳይድ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒስክ ሰርቨር : ላፕቶፕን : ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኤሌክትሮኒስክ 35000 : ፈርኒቸርን 5000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር : ኤልስዲ ፕሮጀክተር : ላፕቶፕ ኔተወርኪንግ : ፎቶኮፒ ማሽን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ :ናይ መኪና ጎማን : ናይ ኮምፒተር ተንክፈ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/