...መለዋወጢ ኣቅሑት ሳልሳይ ንዝትፈላለዩ ንዝሕተሙ ናይ ሕትመት መዘጋብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (6 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (9 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ይ ፅሕፈት መሳርሒንኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን 25000 : ካልኣይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 30000 : ሳልሳይ ንዝትፈላለዩ ንዝሕተሙ ናይ ሕትመት መዘጋብቲ 10000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቢሮ መሬትን ማዓድንን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ :መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 (28 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 8, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንሕትመት 3000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 1500 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌኬትሮኒክስ 1500
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2017 ዓም ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኤሌክትሮኒክስን ንምዕዳግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:45 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ፅሕፈት መሳርሒ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 5000 : ንፅሬት ኣቅሑት 3000 : ንሕትመት 2000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ ካሊእ በጀት ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑትን : ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ካብ ስሩዕ በጀት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ካብ ሲፍቲኔት በጀት ናይ መኪና ጎማ ምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ ወይድማ ንምሕታም ብምድብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ሎት ሐደ ሎት ክልተ ንሕድሕድ ሰነድ ዘይመለስ ብር 150 : ሎት ሰለሰተ ሎት ኣርባዕት ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ 100
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ሎት ሐደን ሎት 25000: ሎት ክልተ ብር 50000 :ሎት ሰለሰተ 10000 : ሎት ኣርባዕተ 5000
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ትራንስፖርትን መራክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ንቢሮ ግልጋሎት ናይ ህትመት ዉፅኢታት ሎት ሐደ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክልተ ካብ ሕጋዊያም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት ንብረት ሎት ሐደ ናይ ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ : ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ : ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ : ሎት ሽድሽት ሕትመት ኣብ ሽድሽተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኤሌክትሮኒከስ መሳርሒ 10000 :ሎት ክልተ አሌክትሪክ መሳርሒ ሎት ሰለሰተ ህንፃ መሳርሒ 10000 ሎት ኣርባዕተ ፅሕፈት መሳርሒ 10000 ሎት ሓሙሽተ ፅሬት መሳርሒ 5000 ሎት ሽድሽት ሕትመት 5000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ክፍሊ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ማለት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ክልተ ኣቅሑት ቢሮ ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሓሙሽተ ሕትመት ሽድሽት ኣቅሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ዳዕሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና አገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ አገልግሎት ኪራይ መኪና : ሎት ክልተ ዓመታዊ ሕትመት ባነር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ሰለዋ ነቲ ወረዳ አገልግሎት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኣቅሑት ፅሬትን : ናይ ሕትመት ስራሕቲን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ንመሳርሒ ፅሕፈት 16000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ናይ ሕተመት ስራሕቲ 3000
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ንቤት ፅሕፈትና ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት : ሞተርሳይክል: ማህተም : ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 8, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ 20000 : ፅሬት 2000 : ሞተርሳይክል : ማህተም : ፈርኒቸር 6000 ቅርሺ : ኤሌክትሮኒክስ 10000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/