...ክሴቲክ ፅገና ጣዉላ ማዕፆን : ክልተ ናይ ምድሪ ቤት ምንፃፍ :ናይ ቀጥታ ፈነዉ ቀረፃን መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (7 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መጋረጃን ምንፃፍን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር :ብረታ ብረትን :ኤሌክትሮኒክስን ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 10, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራማ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 35,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና ፈርኒቸር ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ናይ ዓመት ውዕለ ኣሲሩ ፅገና ክፅግን ስለ ዝደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 10, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ካብ ወለዲ ተመሃሮ ዝረከቦ ሓገዝ ገንዘብ ዝተፈላለዩ ናውቲ ከፀግን ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 28, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ኣዘር መቕረብቲ ( Electrod 40፣ pipe 12፣ pipe 12 flat፣ iron34)፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 25, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 27, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ክ/ከተማ ዓይደር ፍሉይ ሽሙ ዓዲ ሕሩስ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ማሕበርና ዝተሓቆፍና በዝሕና 193 ዝኾና ኣባላት ናይ ሓባር መስርሒ ቦታ ዝርከብ ናይ ማይ ተፋሰስ ( Drainage) መሀደሚ ዝዉዕል ዓቐን ዘለዎ ቴንዲኖ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ትራንስ ኢትዮጵያ ኃ/የተ/የግ/ማህበር ካቦ፣ፕላስቲክ ካነቫስ፣ የወርክ ሾፕ መገልገያ እና ሌሎች አላቂ ዕቃዎችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 02:05 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶታት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 14, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 15, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/