...ርከብ ፅገና ምምሕዳር ህንፃ ብደረጃ 8 BC /GC 8 ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (10 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ሐዉልቲ ዝስራሕ ኦፍስ ምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ብደረጃ 8 BC ንእሽተይ /GC ደቀቅቲ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካል ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕብረትን ዉልቀ ደቀቅትን ኣናእሸተይ ትካላት ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

...ም ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፅገና ማእከል ዕደጋ ሜዳ ዓጋመ ብደረጃ BC/B/GC ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (7 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (10 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣከሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ንግስተ ሳባ ዝስራሕ ናይ ምምሕዳር አፊስ ንምስራሕ ብደረጃ 8 GC ደቂቅን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕበራትን ዉልቀ ዳኣንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 3, 2017 (19 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ካይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም በጀት ዝኮነ ኣብ ጣብያ ክንደያ ዝስርሕ ናይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ፅገና ህንፃ ስራሕቲ AXCWmain/ km polytechnic 0117 ንምስራሕ ብደረጃ GC7 ን BC6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ንግዲ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 400,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 3,500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኦፊስ ሩፍ ቴራስ ኮንስትራክሽን (Office roof terrace construction) ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ትካልና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሱር ኪንስትርክሽን ኣብ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትን ህንፃ ቢሮ G+7 ሐደ ምድር ቤት በዝሒ ዓሰርተ ሽሕ ካሪሜትር : ክልተ ቀላም ምቅላም በዝሒ 6500 ካሪ ሜትር : ሰለስተ ናይ ሊፍት በሪ ክላዲንግ ስራሕ ብዝሒ ሸዉዓተ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 09:01 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ቤት መዘጋጃ ዝረከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ንምስራሕ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ሰራሕ ዘለዎም ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 400,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/