ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ንዝኽበር በዓል ኣሸንዳ 2011 ዓ/ም ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መደረኽ ላይት መብራህቲ ፣ ሳዉንድ ሲስተም ፣ ርችት፣ ዱንካናት ኣናእሽተይ ስቴጃት ፣ ወናብር፣ ምንፃፍ ፣ ፋዉንቴን ፡ተፈጥራኣዊ ዕምበባ ካልኦት ንምክራይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ሎሚ ዘበን 2011 ዓም ንዝካየድ ብዓል ኣሸንዳ ዝተፈላለዩ ስራሐቲ መለለዩ ፕሮዳክሽን ብቋንቋታት ትግርኛን ኣምሓርኛን ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 19, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 22, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎታት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምከቶም ፕሮሞተራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንፋለጥ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሰነ 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሰነ 8, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ኤጀንሲ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ና ፕሮሞሽን ኣገልግሎት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ፕሮጀክት ምትእስሳር ማኑፋክቸሪንግ ንግድን ሃገር ለከ ኤግዝቪሽንን ባዛርን 2011 መቐለ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ኤግዝቪሽን ባዛር ንምብርባር ስራሕ ናይ ዲጄይን ምስ 2ተ ሞንታርቦ ስፒከርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 11:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ፕሮጀክት ምትእስሳር ማኑፋክቸሪንግ ንግድን ሃገር ለከ ኢግዚቭሽንን ባዛርን 2011 መቐለ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ኤግዚቭሽንን ባዛርን ምብርባር ስራሕ ናይ ሚኒባስ መኪናን ምስ ጀነሬተሩ፣ ዲጄይን ምስ 2ተ ሞንታርቦ ስፒከርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 30, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምልከተኩም ፕሮሞተራት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክነፋልጥ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 21, 2011 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ስፖርት ክለብ መቐለ 70 እንደርታ ፋይናንሻል ዓቅሙ ንምዕባለ ምስ ዝ/ዩ መምረቲ፣ ጅምላ መማፃእተን ካልኦት ትካላት ምስ ስፖርት ክለብና ሓቢርኩም ንምስራሕ ሓሳብ ዘለኩም ትካላትን ግለ ሰባት እተእትውዎ ፕሮፖዛል ብምርኣይ ውዕሊ ኣብ ሓፂር ግዜ ናብ ተግባር ንምእታው ስለዝድሊ ዝርዝር ናይ እትሰርሕዎ ፕሮፖዛልኩም ኣብ ታሕቲ ተቀሚጡ ዘሎ መመዘኒ ረቋሒ መሰረት ንክትጫረቱ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 22, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መጋቢት 22, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ስራሕ ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ክትሰርሖም ካብ ዝሓዘቶም መደባት፣ 1 ምክያድ ካልኣይ ዙር ሲምፖዚየም ሃገር ቦቀል ባህላዊ ፍልጠታት እሴታትን ትግራይ ሓደ እዩ፤ ነዚ ስራሕ ኣመልኪቱ ምልክታ ጨረታ ብቁፅሪ 24/164/11 ብዕለት 27/05/2011 ወፂኡ ዝነበረ እንትኮን እኩል በዝሒ ተወዳደርቲ ስለዘይቀረቡ ሕዚ ካልኣይ ምልክታ ጨረታ ምውፃእ ኣድልዩ እዩ፤ ብመሰረት እዙይ ፕረሞተራት ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ተግባር ነቲ እትወዳደርሉ ስራሕ እውን ብምሉእ ይኩን ብፋል ሓዊሱ ንምትግባር /EVENT ORGANZING/ ወይ፣ ነቲ ስራሕ መፈፀሚ በጀት አብ ምትእልላሽ ጥራሕ ክትሳተፉ እንተኮይንኩም ድማ ንማሕበር ስራሕ መሳለጢ ክንደይ ንባዕልትኩም ድማ ክንደይ ሚኢታዊ ካብ እትእክብዎ ስፖንሰርሺፕ ከምእትሰርሑ ብምግላፅ ክትወዳደሩ ንዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/