ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑቅ፡ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሕትመት ንምሕታም፣ መኮረኒ ፣ ዘይቲ፡ ድፍን ብርስን፣ ፊኖን ፀባን ሩዝን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 14, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ SN ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ትካል ብምትሕብባር ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ሰሙን 3 ጊዜ (ሰኑይ ሰሉስ፡ ሓሙስ) ምግና ተምሃሮ (ባኒ፣ ዐባ/ርግኦ) ከካይድ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 10, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ንደቀመዛሙርቲ ቀለብ ዝኸውን ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፀብሒ ኣእኻል ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 30, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ትካል ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮዽያ ነቶም ዝሕግዞም ህፃናት ዝኸውን ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንምግብነት ዝዉዕሉ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2018 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 250.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንስትዩቲት ምርምር ጥዕና ንፈዉሲ ምግቢ ዝከዉን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 20, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እንስሳ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2017 05:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2017 05:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ዶሃን መባእታዊ ሆስፒታል ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ንምግብን: ናይ ምግብና ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ግልጋሎትን ዝዉዕል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንምግብን ግልጋሎትን ዝዉዕል 5000 : ናይ ምግብና ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል 2000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥትን ቢሮ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለወ ደረቅ ስርናይ :ዘይቲ ብልዒ :ሽኮር :ዓተር : ክክዕ ብቢሮ ዝቀረበ መርኣያ ማለት እዉን ሳምፕል መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 2, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 2, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ዘካይዶም ናይ ህንፀት ፅገና መንገዲን ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ማለት እዉን አቅሑት ኤሌክተሮኒክስ: ሐደሽቲ ናይ ተሽከርክቲ መለዋወጢ አቅሑትን ዘገልገለ ንብረትን : ንሰራሕተኛታቱ ዝከዉን ደንቢ ደንቢ ልብስ ንምዕዳግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥትን ቢሮ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለወ ደረቅ ስርናይ :ዘይቲ ብልዒ :ሽኮር :ዓተር : ክክዕ ብጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 18, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /