ሆስፒታል መቐለ

ቑፅሪ 346 ግጨ-18-1/2018

ዕለት 03/08/2018

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑቅ፡ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሕትመት ንምሕታም፣ መኮረኒ ፣ ዘይቲ፡ ድፍን ብርስን፣ ፊኖን ፀባን ሩዝን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

በዚ መሰረት

➢ በቲ ዝተጠቐሰ ዘፈር ዓውደ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፤ ቫት ተመዝገብትን ናይ ዲክለር መረዳእታ ዘለኩምን ፡ ኣብ ሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ፤ ናይ ደቐቐትን ኣናእሽተይን መረዳእታ ዘለኩምን ንሕድሕድ

መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ተቕርቡ/ባ

➢ መኸበሪ ጨረታ 20,000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ለተር ኦፍ ክሬዲት ወይ ብCPO ከትሕዝ ዝክእል/ትክእል

➢ ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞምን ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ

➢ ንመኸበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ ኣብ ኦርጅናል ሰነድ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባእ ኾይኑ ብጥረ ገንዘብ ዘቕርብ ቅድሚ መክፈቲ ጨረታ ምእካሉ ናይ ኣታዊ ደረሰኝ ዝቖረፅሉ መረዳእታ ኣብ ውሽጢ ሰነድ ጨረታ አእትዩ ክቐርብ ይግባ ካብዚ ወፃኢ ኣብ መኸፈቲ ጨረታ ጥረ ገንዘብ ሒዙ ዝመፅእ ተቐባልነት የብሉን።

➢ ዋጋ መግዘኢ ሰነድ ጨረታ ጨረታ ሰነድ ብር 200.00/ ብር ክልተ ምኢቲ ቅርሺ / እዩ

➢ ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 04/07/2018 ጀሚሩ ክሳብ 14/07/2018 ንተኸታተልቲ 10 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን 3” ደብሪ እንዳገዛእኹም ምውሳድ ትክኡ/ላ/

➢ ሰነድ ጨረታ ዝምላእ እብናይ ትካልና ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ክኸውን ኣለዎ

➢ እዚ ጨረታ ዕለት 15/08/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለውሉ ይኽፈት።

➢ ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኸፈት ይኽእል

➢ ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡን ምስ በጀት ተኣሳሰረ ዘጋጥም ክፍተት እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን

ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው ኮይኑ እዩ።

➢ ተወሳኪ ሓበሬታ ዝቐርብ ደኩመንቲ ብግልፂ ዝርኣ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ቅቡል ከምዘይኮውን፡፡

➢ ናይ በጀት ኹነታት ከምኹነታቱ

➢ ሰነድ ጨረታ ዝውሰደሉ ቅድሚ ሰዓት