...ሑ ፤ ናይ ቢሮ ኣቑሑ (Furniture)፤ ናይ ገዛ ኣቑሑ፤ ኤሌከትሪካል ኣቁሑን ምግቢ ተንከፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019 (2 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2019 8:30 ቅ/ሰዓት (15 ሰዓታት ቐርዩዎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2019 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ገዛ ፈርኒቸር/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1፦ መብሰልን መመገብን ሎት-2፦ 50 ኪሎ ዝሕዝ መሸማዕ ሎጎ ዘይብሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ይ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ 25000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 20000 ቅርሺ : ንናይ ገዛ ናዉቲ 15000 ቅርሺ : ንናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 25000 ቅርሺ : ንናይ ሕትመት ናዉቲ 15000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 3,000.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ፣ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፊርትን ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ኤዝ ፕሮጀክት ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ፅሕፈት :ኤሌክትሮኒክስ : ንሆቴል ማናጅመንት ካልኦት ኣቅሑትን ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንእሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንፅሕፈት መሳርሒ 2000 ቅርሺ : ንሆቴል ማናጅመንት 8000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ኣቅሑት ማለት ዝተፈላለዩ ናይ ገዛ ኣቅሑትን: ፈርኒቸርን ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ገዛ ደቀቅቲ ኣቀሑት : ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝወዕል ኣቅሑት ማለት ኮበርታ በዓል 4.5 ኪሎ ግራም: አንሶላ : ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍ ማለት እዉን ናይ ዓራት ክዳን ምንፃፍን ኮንፈርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2018 3:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ናይ ገዛ ኣቅሑትን: ፈርኒቸርን: ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ 10 000 ቅርሺ : ነብስወከፍ ናይ ገዛ ኣቀሑት 2500 : ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝወዕል ኣቅሑት ማለት ኮበርታ በዓል 4.5 ኪሎ ግራም: አንሶላ : ፍርናሽ በዓል 180 ናይ ዓራት ክዳን ማለት ምንፃፍ ኮንፈርትን 5000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሕት ምድብ-1/ LoT‐ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ፣ፈርንቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ገዛ ናይ ገዛ ደቐቂት ኣቁሑት 1 ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝውዕሊ ኣቑሑት ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ፣ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፈርትን እዚ ንብረት ምስ ኣሽነፋ ናብ ቢሮ ሓላፊ ዝተካረዮ መንበረ ገዛ ኣብ መቐለ ኸይኑ ብና በዓሉ ትራንስፖርት ዘብፅሕ ይኸውን፣-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ገዛ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 28, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ገዛ ፈርኒቸር/

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ICRC project ንማይጨዉን ዓዲግራትን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ምግቢ ተንከፍ ፍርናሽ ኮቦርታን አንሶላን ግዝኢት ናይ ፅሬት ናዉቲ - ክችን አቑሑ ብግልፂ ጨረታ ትዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

“ሃሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ገዛ ኣቁሑ (Comping Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /