...ይኑ፣ ናይ መምህራንን ስራሕተኛታትን ግልጋሎት ካፍቴሪያ/ ክበብ፣ ፍትሓዊ ዋጋን ክሰርሑ ንዝደልዩ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 23, 2018 (2 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (6 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

...ብ ዉሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ እሱራትን ቆፀሮን ንሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክምግብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2018 (4 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት (18 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

... ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ዝምግብ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (17 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 7, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

አብ በጀት ዓመት 19 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

አብ በጀት ዓመት 19 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2018 (12 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 16, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 18, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ማእኸል ቤት ህንፀት ዓዲግራትን ደጋፍ ኸይዲ ስራሕ ደጋፍ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ናይ ተሓነፅቲ ምግቢ ዘቕርብ ብሱርዓት ሕጋውያን ነጋዶ ማለት ውን መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ 1 መስከረም 2019 ዓ.ም ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር ስራሕ ዝጀምርን ንሓደ ዓመት ሕጋዊ ውዕል ኣሲሩ ንሕጊ ተሓነፅቲ ምግቢ ክምግብ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሓምለ 19, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 30, 2018 4:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ማእኸል ቤት ህንፀት ሽረ ኣብ ውሽጡ ንዝርከቡ ህንፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመትን በጀት ዓመት 2019 ዓመተ ምህረት ኣገልግሎት ቀረብ ምግቢ ያቅሪቦም ብናይ ባዕሎም ኣብሲሎም ክምግቡ ዝኽእሉ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንስዓረ ነጋዳይ ክህብ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 17, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ንናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ዝረከቡ ናይ ሕጊ እሱራት ወይ ድማ ተጠርጠርቲ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ካብ ፊኖ ዝተሰርሐ ዳቦ 100 ግራም ምካኑን ብናይ ባዐሉ ሚዛን ኣብ ፖሊስ ጣብያ እናመዘነ ወይድማ እናረጋገፀ ከቅርብ ዝክእል ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ አብ ዉሽጢ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝርከብ አገልግሎት ካፊተሪያ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ብጨረታ አወዳዲሩ ክሳብ 30 ሰነ 2019 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክግልገለ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 26, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዘስረሖ ሓዱሽ ካፍቴርያ ብፕሮፎርማ ብምጭራት ኣብ ግልጋሎት ንክዉዕል ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 23, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 26, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/