መበል 2 ወፀኦ ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ማእከል ንዝርከቡ ናይ ህግፅ ሃነፅቲ ንበጀት ዓመት 2019 ዓ.ም. ግልጋሎት ቀረብ ምግብ ብበዓሎም ኣብ ሲሎም ክምግቡ ዝኽእሉ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ወዳዲሩ ክህብ ስለዝደለየ፣ ንክትትጨረቱ ትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ስዕቡ ርቛሓታት ብመምልእ እfilter ክትወዳደሩ ብኽብሪ ዕድም።
- ኣብዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ነዚ ዘፈር ዝመልከቶም አካላት ብናይ ሬስቶራንት ግልጋሎት መቕረባይነት ናይ 2018 ዓ.ም. ወይደማ ናይ 2019 ዓ.ም. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ስራሕ ፍቓድን፣ መቕረባይነት ዝተመዝገቡሉ ሰርቲፊኬት፣ መለለዪ ቑፅሪ (TIN Number)፣ VAT ሰርቲፊኬትን ዘለዎም ዋና ምስ ቕዳሕ አተሓሒዞም ክቕርቡ ዝኽእሉ።
- ኣብዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ VAT ተመዝገብቲ ኾይኖም ወይ ከኣ VAT ነፃ ምዃኖም ክወዳደሩ ዝኽእሉሉ ካብ ዝመልከቶ አካል ሕጋዊ መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ቕዳሕ ክቕርቡ ዝኽእሉ።
- እንተነኣሰ ናይ ወርሒ ሰነ 2018 ዓ.ም. VAT Report አታው ዝገበሩሉ መረዳእታ ክቕርቡ ዝኽእሉ።
- ጨረታ ምኽበሪ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ብባንክስ ተረጋገፀ CPO ወይደማ ብጥሬ ገንዘብ ብር 100,000 ክትሕዙ ዝኽእሉ።
- መወዳደንት ሰርዝ ድልየት ዘይብሉ ቤት ዕዮና ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ጥራሕ መልኡ ክቕርብ ዝኽእል ምዃኑ፣ ከምኡውን ፍቓድ ንግዲ ማህተም ናይ ተወዳደርቲ ሙሉእ ሽምን አድራሻን ፊርማ አማልኡ ነዚ ጨረታ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ኣብ ደጋፊ ኸይዲ ስራሕ ፍደጋ ፋይናንስን መምሕዳርን ቢሮ ቑፅሪ 6 ብፖስታ ብምዕሻግ ክትእቱ አለክብም።
- ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥሉ ካብ ዕለት 11 መስከረም 2019 ዓ.ም. ክሳብ 25 መስከረም 2019 ዓ.ም. ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 400 እክፈልኩም ካብ בית ፅሕፈት ሽረ እንዳስላሴ ደጋፊ ኸይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት መምሕዳርን ቢሮ ቑፅሪ 6ን እ ነጋዛእኹም ክትወስዱ ትኽእሉ።
- ጨረታ ሳንዱቕ ዝዓፀሉ 25 መስከረም 2019 ዓ.ም. ክሳብ ሰዓት 4:30 ንጉሆ እንተኾይን፣ በቲ ዕለት ሰዓት 4:35 ደቂቕን ናይ ንጉሁ ተጨረቲ ወይደማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡሉ ይኸፈት፤ እንተዘይቀረቡውን ኸይዲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝትኣጓጎሉሉም ምክንያት የለን፣ ኣብ ዘየለዉሉ ዝርአ ይኸውን።
- ተጨሪቱ ስዓረ ነጋዳይ ስዓራይነቱ ካብ ዝተረጋገፀሉ ግዘ ድሕሪ 3 ናይ ጥርዓን መዓልቲ፣ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ በቲ ዝስዓሮ ውዕሊ ምኽበሪ 360,000 ብር ብጥሬ ገንዘብ አተሓሒዙ ውዕሊ ያስር።
- ስዓራይ ዝኾነ ነጋዳይ ናይ ዝቕርቦ ግልጋሎት ምግብ ገንዘብ ኣብ ዝኸፍለሉ እዋን ልዕሊ 10,000 ብር እንተኾይኑ 3% Withholding Tax ተቐኒሱ ዝኸፍል ምዃኑ።
- ተወዳደርቲ ኣብ ዋና ሰነድ ጨረታና ተዘርዚሩ ዝተገለፀ ናይ አመጋግባ ደረጃ ብምርኣይ ንሓደ ተሃናፂ ንመዓልቲ ዝቕርብ ቁርሲ፣ ምስሕን ድራርን በዝሖም ተራእዩ ምስ VAT ሓዊሱ መቕረባይ ዝኸፍሎ ብር 98.10 ምዃኑ ፈሊጡ ይወዳደር።
- ማይን መብራህትን ኣብ ዝመፅኣሉ እዋን ካብ ትካልና ብነፃ ዝጠቀም ኾይኑ፣ ኣብ ዘይመፅኣሉ እዋን ድማ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ሸፊኑ ስራሕቱ ዘሳልጥ ምዃኑ ፈሊጡ ይወዳደር።
- ስዓራይ ዝኾነ ነጋዳይ ኩሉ ዘድልይ ስዓሮ ቀረብ ምግብን ንእኡ ዘድልይ መሳርሒታትን ከምኡውን ነቲ ምግብ ዘዳሉ ሰራሕተኛታት ሙሉእ ብሙሉእ ወፃኢ ሸፊኑ ኣብ ውሽጢ ትካልና ዝተዳለወ ናይ ተሃነፅቲ ምግብ መዳለወይ ቦታ ሰሪሑ ዘቕርብ።
- בית ዕዮና ነዚ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡኑ ብሙሉእ ኾነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መበሰሉ ዝተሓለወ እዩ። ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑፅርታት ስልኪ 0929264158 / 0914184250 / 0914229028 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።
ቤት ፅሕፈት ሽረ እንዳስላሴ