ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
⚡ AI ቅልጡፍ ፅማቕ
• ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ንምግዛእ ዝደሊ እንተኾኑ፣ ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቐረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN) ክህልዎም ይግበኦ።
• ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 15/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ምውሳድ ይከኣል።
• እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 18/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ (እንተዘይተረኺቦም እውን) ይኸፈት።
• ተወዳደርቲ ዘቕርብዎ ዋጋ ኣብቲ ኤጀንሲ ዘዳለዎ ሰነድ ብዘይ ስርዝ ድልዝን ብዘይ መማረፂ ዋጋን መሊኦም ናይ ትካሎም ማህተም ብምእሳር ከቕርቡ ኣለዎም።

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ -

አብ በጀት ዓመት 19 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ::

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት

• ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም:: ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪT መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::

• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር Specificatioሊኦም ከቅርቡ አለዎም::

• መቅረብቲ ካብ ዕለት 13/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 15/12/2018 ሰዓት 11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትክእሉ ::

• ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/12/2013 ዓም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት::

• እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኸቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን::

• ተጫረቲ እቲ ዘቅረብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ከመልኡ ኣለዎም።

• ኣብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ዋጋ ምቅማጥ አይፍቀድን

• ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን

• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፍ አለዎ

• ኤጀንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

• ኣድራሻና ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራዉንድ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 1 ዕደጋ ክፍለ::

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 28 93 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል::