The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/ Refreshment Materials.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ቐፅሪ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፍተርያ መስርሒ ገዛ፣ መብራህቲ ማይ፣ ወናብርን ካልኦትን ብነፃ ብምቕራብ ምግብን ካልኦት ቀረብ ግልጋሎትን ተመጣጠኒ ብዝኸነ ዋጋን ብዕሬትን ከቕርቡ ዝኸእለ ትካላት ብጨረታ ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 20, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 20, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ዋና ቤትፅሕፈትና ዝርከብ ካፊቴርያ : ግልጋሎት : ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2016 05:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣብ ውሽጢ ግቢ ኮሌጅና ካፍተርያ ኬፌ ክራይ ዝብላዕን ዝስተን ብፕሮፎርማ ኣጫርቱ ከወዳድር ስለ ዝደለየ ኣፍቲ ዘፈር ግልጋሎት ዝተዋፈርኩም ነጋዶ ከትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ካብ ዝርከቡ ክፍልታት ንግልጋሎት ካፍተሪያ ዝውዕል ዓቕሚ ንዘለዎምን ትካል ንዘቀመጦም ረቆሕታት ዘማልኡ ተወዳደርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ስለ ዝደሊ ንዞም ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ኣካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2016 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2016 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

በኢትዮጰያ ጉምሩክ ኮሚሽን የመቐለ ቅ/ጽ/ቤት በመቐለ ከተማ በሰሜን ክ/ከተማ በቀበሌ 06 ዋና ቢሮ የሚገኘዉ የሰራቶኞች ክበብ በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ማሕበር ኣክሲዩን ኢንዳስትሪ ሉስሉሳት መስተ ሞሓ ኣብ ኣዲስ አበባ ንዝርከቡ ሰለስተ ፋብሪካታት ክምእዉን ኣብ ሃዋሳ :መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ናይ ምግብን መስትን አገልግሎት ከቅርቡ ንዝክእሉ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓሪ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 17, 2016 09:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 17, 2016 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ/ም ብUNDP ካብ ዝተፈቐደ በጀት ኣብ ስልጠና ግዜ ንሰልጠንቲ ዝጥቐምሉ ሻሂ ቡና ሪፍረሽመንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 22, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ብመሰረት ዝተመደበሉ በጀት ኣብ ቤት ህንፀት ውሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከመግብ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 4, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብቲ ኮሌጅ ንዝርከብ ማሕበረሰብ ግልጋሎት ዝህብ ካፍተርያን ፣ ናይ መኪናመለዋወጢ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2013 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2013 03:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ካፌን ሬስትራንትን/