...ዥንን ኣገልግሎት ክህቡ ዝኽእሉ ትካላትን ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚዲያን ንኸወዳደሩ ብኸብሪ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2018 (ቅድሚ 14 ሰዓት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (6 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በዓል ኣሸንዳ/ዓይኒ ዋሪ/ማርያ/ፀሞረይ: ሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን ትግራይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ንምኽባር ኣብ ምንቅስቓስ ይርከብ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (6 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኢቨንት ምዝግጃው/

...ልፂ ጨረታ (Open Bid) ንBillboard ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 1, 2018 (16 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (2 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 40,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/

ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ብግልፂ ጨረታ (Open Bid) ንBillboard ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 40,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ መመላኸትቲ ቦርድታት (Sign Boards) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 2, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 20, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ግራፊክስ ዲዛይን/