ምልክታ ጨረታ

ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘስርሖ ህንፃ ተጠቓማይ ሕብረተሰብ ኮነ ሰብ ገዛ ግቡእ ግልጋሎት እናረኽቡ እንትኾኑ ኣፍቲ ህንፃ ኮነ ግቢ ዝርከቡ ናይ ሓባር ሓፍቲ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ናይ ቐፃላይ ብዝነስ ፕላን ኣፅኒዑን ኣዳልዩ ንዘቕርብ ባዓል ሞያ ኣወዳዲሩ ክህብ ስለዝደለየ በዚ ሞያ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ካብ 27/05/2017 ዓ/ም ክሳብ 07/06/2017 ዓ/ም ኣብዘሎ ግዜ ከትወስዱ ከምትኽእሊ ንገልፅ::

መተሓሳሰቢ

- ዝርዝር ስራሕቲን ኣድላይ ሓበሬታን ንምርካብ 307 ምሕታት ትኽእሉ ኢኩም::