ተዘግቷል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት ፅሬት: ጎማና ባትሪን : መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮነክስን : ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግለፂ ጨረታአወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 22, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 22, 2017 4:00 ጥዋት
ቦታናዕዴር ዓዴት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ2000 ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት : 2000 ሕትመት : 1500 ኣቅሑት ፅሬት : 4000 መኪና ጎማና ባትሪን : 4000 መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : 6000 ኣቀሑት ኤሌክትሮነክስን : 1000 ስፖርት ዕጥቂን
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን