ተዘግቷል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ : ኮምፒተር ኣክስሰሪን : ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት : ናይ ተሽከርከርቲ ማለትን መኪናን ሞተርን ሳይክልን መለዋወጠ ኣቅሑት : ሕትመት ስራሕቲ : መሳርሒ ህንፃ : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 21, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 21, 2017 4:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ15,100.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን