Closed
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ኮሌጅና ሚስቲቡሽ ዳብል ጋቤና ናብ መቐለ ብምውሳድ ክነፀግና ስለዝደለና ካብ ኮሌጅና ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ናብ መቐለ ታደለና ሃ/ማርያም ጋራዥ ሕ/ሽ/ማ ፅዒኑ ዝወስድ ኮይኑ መፅዓኡን መራገፊኡን ብባዕሉ ዝሽፍንን ኮይኑ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተሪያ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
መዝግያ ቀን ሚያዝያ 1, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሚያዝያ 1, 2011 4:01 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን