ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦትን ቁልፍታት እንትባለሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

መዝግያ ቀን ነሓሰ 17, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትነሓሰ 17, 2011 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት እቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ኤክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ ናይ ጋራዥ ፅገና መኪና ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ነሓሰ 28, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትነሓሰ 28, 2011 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ3,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2012ዓም ና ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ፅሬት: ዕጥቂ ስፖርት ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ መለዋወጢ አቁሑት ሞተርሳይክልን ፣ ናይ ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ፣ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ

መዝግያ ቀን ነሓሰ 29, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትነሓሰ 29, 2011 4:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019