የእዳመሆኒ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት በደን ሴክተር ኣጎልግሎት የሚዉል ስፔር ፓርት በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

መዝግያ ቀን ነሓሰ 14, 2011 5:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትነሓሰ 15, 2011 3:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን

በሪ ማይዳ ማእከል ትምህርትን ሆስቴልን ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ኣብ ደብባዊ ምብራቕ ትግራይ ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ ሰምረ ዝርከብ ኾይኑ ብምብራቕ ትግራይ ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ ሳምርቲ ሳምረ ከተማ ሳምረ ዝርከብ ኮይኑ ብትምህርተን ንፍዓት ዝኾና ብኢኮኖሚያዊ ዓቕሚ ስድራ ድማ ፅጉማት ዝኮና ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ኣብ ሓደ ማእከል ተቐቢሉ ኣብ ምሕብሓብ ዝርከብ ናይ ዉሽጢ ገባሪ ሰናይ ትካል እዩ እዚ ትካል ኣብ ዘህንፆ ሓድሽ ህንፃ ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለየ መጠንን ክብደትን ዘለዎምን ብዉስን መልክዑ ኣብ ጥቕሚ ዉዕሊ ዝነበረ ኤጋ /EGA/ ቆርቆሮ 90mm ብ 5.4 መ ብቁፅሪ ልዕሊ 400 ዝኮነ ብንፅል ዋጋ ይኩን ብጅምላ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ተጫረትቲ እቲ በብዓይነቱ ተፈልዩ ኣብ ግቢ ትካልና ከተማ ሳምረ ዝርከብ ቆርቆሮ ብኣካል ብምርኣይ ናይ ሓደ ሙሉእ ቆርቆሮ ዋጋ ንሜትሮ ወይ ድማ ብጅምላ ዝጫረተሉ ዋጋ ኣብ ፖስታ ኣሺግካ ብምቕራብ ምዉድዳር ከመዝክኣል ንገልፅ

መዝግያ ቀን ነሓሰ 23, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትነሓሰ 23, 2011 4:02 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ነሓሰ 15, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትነሓሰ 15, 2011 9:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ነሓሰ 23, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትነሓሰ 23, 2011 8:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s