Closed
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ን ኮሌጅና ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ስዒቦም ዘለው ረቀሕታት እተማልኡ ተወዳደረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 24, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 24, 2012 4:30 ጥዋት
ቦታሽረ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ10,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን