ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠር ልምዓት አገልግሎት ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ደን ኣግራባት ዘርእን ፣ ግዚኢት መድሓኒት እንስሳን ፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

መዝግያ ቀን ሕዳር 3, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 3, 2012 4:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝርከቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪ ደረጃ ዘለዉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ናይ ግድግዳ ቀለማት ፣ ሳኒተሪ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎምናይ ዱንካናት ብረታትን ሻራታትን ፣ ኤሌክትሮኒክስኸ ሞተር ሳይክልን ካልኦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 26, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 26, 2012 9:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተር ቀለም ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 14, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 14, 2012 4:03 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 14, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 14, 2012 3:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019