ተዘግቷል
ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሓካይም ፃዕዳ ክዳን ፣ ናይ ፖሊስ ፊስካ ፣ ናይ ፖሊስ ዱላ እና ሻራ ቆበቶ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ሰራዊት ደንቢ ክዳን ዝምልከት ይከዉን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ/ከስርሕ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
መዝግያ ቀን ታሕሳስ 20, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 20, 2012 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ3,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ20.00
የተለቀቀበት ቀን