ቅፅሪ ፕሮፎርማ 04
ናይ 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ፕሮፎርማ መቅረቢ ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::ሪ | ዝድለ ዓይነት ንብረት /Material/ | ዝርዝር መግለፂ /Model/ | ምዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
1 | ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ቅድሚት ጎማ ምስ ካላማዳርያ | 2.50-17 ወይ 2.75/17 | ብቁፅሪ | 03 | |||||
2 | ናይ ሞተር ሳይክል ባትሪ ምስ ኣሲዱ | 12-V; 9A X JPR | ብቁፅሪ | 03 | |||||
3 | ናይ ሞተር ሳይክል ባትሪ ምስ ኣሲዱ | 12-V ; 9ል ROYALITY | ብቁፅሪ | 03 | |||||
4 | ናይ ሞተር ሳይክል ባትሪ ምስ ኣሲዱ | 12-V ; 9A POWER | ብቁፅሪ | 03 |