https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16033
ናይ 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ፕሮፎርማ መቅረቢ ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 5, 2017 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ቅፅሪ ፕሮፎርማ 04

ናይ 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ፕሮፎርማ መቅረቢ ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል 3ተ እግረን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 03/04/2017 ዓ.ም. ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/04/2017 ዓ.ም. ኣብ ዘሎ ክሳብ ስዓት 4.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ መሊእኩም ክተቅርቡ ንሕብር::

2. ተወዳዳሪ እቲ ዘሸነፉዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 05 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ስዓራይ ትካልን በዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የግልግል

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፍኬት /in/ናይ መቅረባይን ሰርትፍኬት ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ንሕብር

5. ስዓራይ ትካል እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ 6.እዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ሪዝድለ ዓይነት ንብረት /Material/ዝርዝር መግለፂ /Model/ምዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ቅድሚት ጎማ ምስ ካላማዳርያ2.50-17 ወይ
2.75/17
ብቁፅሪ03
2ናይ ሞተር ሳይክል ባትሪ ምስ ኣሲዱ
12-V; 9A X JPRብቁፅሪ03
3ናይ ሞተር ሳይክል ባትሪ ምስ ኣሲዱ12-V ; 9ል ROYALITYብቁፅሪ03
4

ናይ ሞተር ሳይክል ባትሪ ምስ ኣሲዱ

12-V ; 9A POWERብቁፅሪ03