ኮለጅ ትምህርትቲ መምህራን አመራርሓን ትምህርቲን ዓድዋ ን2011 ዓም ዘመነ ትምህረቲ ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ: መስመር ኤሌክትሪክን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ኣይሲትን : ዕጥቅታት ስፖርት : ኣቅሑት ኬሚካላትን ቤተ ፈተነ ሳይንስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 27, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 8, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬትን : ስፖርት ዕጥቅን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት : ሎት ሰለሰተ ፅሬት አቁሑት: ሎት ኣርባዓተ ሕትመት: ሎት ሓሙሽተ ስፖርት ዕጥቂ : ሎት ሽድሽተ ናይ መካይን ስፔር ጎማን :ሎት ሸዉዓተ ሞቶር ሳይክልን ስፔርን ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2011 ዓም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላለዮ ዓይነት ናይ ፅሕፈት :ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ : ኮምፒተራትን ናይ ቀዋሚ ናይ ቢሮ አቁሑት :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሕትመታትን ከምአዉን ዝተፈላለዮ ዓይነት መሳርሕን ዕጥቅታትን ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 3, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ከተማ ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት እዉን ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መሳርሒ ፅሬት : ዓለባ : ዕጥቂ ስፖርትን: ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጳጉሜን 1, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና እምባ ኣላጀ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኮምፒተር ተዛምድቲ ኣቅሑትን : ስራሕቲ ሕትመት : ዕጥቅታት ስፖርት :መላዋወጢ መኪና : ናይ መኪና ጋራጅ ኢድ ሞያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእን ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 28, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬት : ጉልበት ዋጋ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ሕትመት : ዕጥቂ ስፖርትን : ጉልበት ዋጋ ፅገና ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 3, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጋንታ አፈሹም ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንናይ ወረድኡ ኣብያት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ባትሪኡን : መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ቢሮ : መሳርሒ ፅሬት : ስፖርት ዕጥቅን ፎቶ ነዳዲ መትሓዝን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 26, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ: ፀገዴጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ መኪና ፣ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ቧንቧታት ማይ ፣ ዕጥቅን ንብረትን ስፖርተኛታት ብመደበኛ በጀት 2010 ዓም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 10, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 22, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሮብጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 24, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኮረምጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን