ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒዩተራት :ፈርኒቸራት: ናይ ስፖርት ዕጥቂ : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን ሳይክልን መለዋወጢ ኣቁሑት: መፃሕፍትን ናይ ትምህርቲ ኬሚካላትን : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት : ጀነሬተራት ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ናይ መካይን ሞተር ሳይክልን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና አገልግሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 13, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒተራት: ፈርኒቸር :ስፖርት ዕጥቂ :ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑት :መፅሓፍትን: ናይ ትምህርቲ ኬሚካላትን :አቁሑት ኤሌክትሪክ :ጀነሬተራትን :ከምኡዉን ናይ መካይን ሞተር ሳይክልን ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና አገልግሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 13, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2009 በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፋላለዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ: ኤለክትሮኒክስን ኮምፒተርን ተዛመድቲን ናይ ቢሮ አቁሑትን ናይ ሞተር ሳይክልን ናይ ሰርቪስ መኪናን መለዋወጢ አቁሑት ዝተፋላለዩ ሕተመታት ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ህንፃ መሳርሒ ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከሕትምን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 12, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣሕፈሮም ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2008 ዓ∙ም ንካልኣይ ትልሚ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈለላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ዕጥቅታት ስፖርት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 21, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 16, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ላዕላይ አድያቦጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም ንመናእሰይ መዘናግዒ ማእኸላት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርት ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 6, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ዝተፋላለዩ ሕትመታት ፡አቁሑት ፅሬትን ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪ መለዋወጢ ኣቁሑተ ዓበይትን አናእሽተይ መካይን፡ሓደሽቲ TVS ሞተርን በዓል ሰለስተ እግሪ ባጃጅ ፡ናይ ስፖርት ዕጥቅታትን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 4, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ አብናይ 2008 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናን ዉሽጢ እቶት በጀት ካፒታል ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ናይ ህንፃ : ሎት 2 ናይ ፕላንቢንግ : ሎት 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ሎት 4 ኤሌክትሪክ : ሎት 5 ናይ መኪና ስፔርፓርት /ኣዉቶሞቲቭ/ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት: ሎት 6 ፅሕፈት : ሎት 7 ናይ ፅሬት : ሎት 8 ናይ ሕትመት :ሎት 9 ስፖርት ዕጥቂ : ሎት 10 ፈርኒቸር :ኣብ 10ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ስለዝደለየ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰቲት ሑመራ ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብቲ ከተማ ንዝረከብ ሴክተር አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛን ብናይ ዩኤንዲጂፒ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣላማጣጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት