ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሹም ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ከተማ እንትጮ ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዕደጋ መፍለይ ቁፅሪ REN construction ቀበሌ 02 2018 ዓም ፍሉይ ቦታ ቀበሌ 02 ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ እንትጮ ንዝስራሕ ፅገና ሕድሳት ህንፃ ንምክያድ ኣብ እንትጮ ንዝርከቡ ደቀቅቲን ትካለት ንግድን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ንዘይኮኑን ደረጃ 10 BC ወይ GC ኮንትራክተራት ብክልላዊ ሽፋን መሰረት ዝገበረ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ እንትጮ