አብ ናይ 2008 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናን ዉሽጢ እቶት በጀት ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 መሳርሒ ኤሌክትሪክ: ሎት3 መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ :ሎት 4 መሳርሒ ፅሕፈት:ሎት 5 ናይ ሕትመት መሳርሒ: ሎት 6 ናይ መኪና ስፔርፓርት : ሎት 7 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 8 ናይ ኮብልስቶን :ሎት 9 መሳርሒ ፅሕፈት:ኣብ 9ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ስለዝደለየ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ እንትጮ