1 ክጫረት ዝደሊ ሰብ እዚ ምልካተ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/4/2017 ዓም ጀሚሩ ናይቲ ቦታ ዝርዝር መረዳእታን ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 5000 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ከተማ እንትጮ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ምግዛእ ዝክእል ምካኑ ነፍልጥ
2 ሰነድ ጨረታ መእተዊ እዋን ካብ 21/4/2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 1/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ኣጋ ግዜ ጥራሕ እዩ
3 መሸጠ ጨረታ ዝዕፀዉ 1/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ይከዉን
4 ነዚ ቦታ ክሪኢ ዝደሊ ተጫረቲ ቦቲ ትካል መጠቅዒ ምልክታ ሰሌደ ብዝግለፅ መረሃ ግብሪ ይከዉን
5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 2/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት መሬት አጠቃቅማን ካዳስተር ከተማ እንትጮ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይከከዉን
6 እቲ ዝጫረት ቦታ ካብቲ ዝጫረተል ዘሎ አገልግሎት ወፃኢ ዘይዉዕልን ዘይምቀልን ምካኑ ነፍልጥ
እቲ ቤት ዕዩ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914098081 0937021670
ምልክታ ሊዝ ጨረታ ቅጥዒ ሐደ ዙር ጨረታ ሻድሻይ ክልተ ዓይነት ጨረታ መደበኛ ወይ ስሩዕ ሰለሰተ ኣብ ከተማ እንትጮ ከይዲ ሰራሕ አጠቃቅማን ምሕዳራን መሬት ከተማን ናይ ከተማ ቦታ ብዛዕብኡ ሊዝ ብምሓዝ ብዝድንግጎ አዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓቀንፅ 1 ብተረ ፊደል ካብ ሀ እስካብ ሰ ብዝተዘርዘሩ መሰረት ንኣገልግሎት መዓደሊ ነዳዲ ወይድማ ሞቴል ዝተዳለወ ሐደ ፕሎት ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከተሓላልፍ ይደሊ
ድሕሪት