ፋብሪካ ኣዲስ መድሓኒት ማሕበር ኣክስዩን ፅገና ናይ ማይ መውረዲ ኣሸንዳ 1200 ሜትሮ ካሪ ዝኮነ ብ 28 ጌጅ መዓቀኒ 0.4 ሜሜትር ተጫረቲ ባዕሉ ንዘቅርብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከል ቤት ህንፀት ሸረ ደጋፊ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብቲ ትካል ዝረከባ ከይዲ ስራሕቲ ነግልጋሎት መፈፀሚ ዝዉዕላ ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት መሳርሒ ህንፃ : ንብረታት ፅገና ማሽነሪ : ናዉቲ ትምህርቲ : ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ ማሽነሪታት ብመደበኛ ዕድጊት ንምግዛእ ብግለፂ ጨረታ አዉፂኡ አሎ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 17, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጉንበት 17, 2017 04:35 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ሐደ 2000 ቅርሺ : ንብረታት ፅገና ማሽነሪ ሎት ሰለሰተ 3000 ቅርሺ : ንሃለቀቲ ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት ኣርባዕተ 18000 ናይ ወርክሾፕ ማሽነሪታት ሎት ሓሙሽተ 15000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ DRIP2 በጀት ድጋፍ መሰረት ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣብያ ሰደር ፍሉይ ቦታ ዕርዲ ማትዩስ ዝርከብ መፃሪይ መስተ ማይ ንህዝቢ ሸራሮን ከባቢኣን ግልጋሎት ዝዉዕል ቀረበን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ኤሌክትሮመካኒካል ዕደጋ ንምፍፃም ብርኪ ሽድሽተን ልዕሊኡን ኮንተራክተራት ብቀረብን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ስራሕ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ብዝተዳለወ ዲዛይንን ስፐሰፊኬሽን መሰረት ሙሉእ ስራሕ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 300,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንብሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብሳምፕል መሰረት ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተበጀተሉ መሰረት ብምግባር ንዝተፈላለዩ ኣገለግልት ዝዉዕሉ ዓይነታት ንብረት ከም ቀወምቲ ናይ ብረት ናይ ጣዉላ ናይ ብሎኬት ማሽን ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ መሳርሒታትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይቅነጣል ንሓደሽቲ ዝስፋሕፋሐ መንደራት ዝዉል ኮንኮሪት ፖል ማለት እዉን ዓምዲ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ክዕድም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይ ቅነጣል
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 12, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ትካልና ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሱር ኪንስትርክሽን ኣብ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትን ህንፃ ቢሮ G+7 ሐደ ምድር ቤት በዝሒ ዓሰርተ ሽሕ ካሪሜትር : ክልተ ቀላም ምቅላም በዝሒ 6500 ካሪ ሜትር : ሰለስተ ናይ ሊፍት በሪ ክላዲንግ ስራሕ ብዝሒ ሸዉዓተ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 09:01 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት አብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ መብራህቲ ትራፊክ ብደረጃ ሓሙሽተ ልዕሊኡን ብኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 200,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ከስርሕ ይደሊበዚ መሰረት ኣብ ናይ ትራፊክ መብራህቲ ክትሳተፉ እትደልዩ ብኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮንኩ ተጫረቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት መዘጃጋ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ጎደና መብራህቲ ከስርሕ ስለዝለየ ኣብ ናይ ጎደና መህራህቲ ስራሕቲ ክትሳተፉ እትደልዩ ብኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ተጫረቲ እዞም ሲዒቡም ዝርዝር ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 22, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 22, 2017 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/