ማእከል ቤት ህንፀት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

1ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ : መቅረባይነት መስክር ወረቀትን ዘቅርብ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስን ዝተመዝገበሉ ምስክር ወረቀት ዘቅርብ

3 ናይ መጋቢት 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ኣታዊ ዝገበረ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ መከበሪ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገነዘብ ንሃለቀቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ሐደ 2000 ቅርሺ : ንብረታት ፅገና ማሽነሪ  ሎት ሰለሰተ 3000 ቅርሺ  : ንሃለቀቲ ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት ኣርባዕተ 18000 ናይ ወርክሾፕ ማሽነሪታት ሎት ሓሙሽተ 15000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

6 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዘደላወ ጥራሕ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 28/8/2017 ዓም ክሳብ 17/9/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ግዜ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሽረ ቤት ህንፀት ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 6 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

8 ሳነዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 17/9/2017 ዓም ዓም ሰዓት 4:30 ይከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17/9/2017 ዓም ዓም ሰዓት 4:35 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት እንተዘይተረኪቦም እዉን ከይዲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

9 ሰዓሪ ጨረታ ድሕሪ ሰለሰተ ቅሬታ መስመዒ ግዝ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምሓዝ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእልን ዝሰዓሮ ንብረት ድማ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መራገፍን ናብ ማእከል ቤት ህንፃት ሽረ ከረክብ ዝክእል

10 ትካልና ኣብ በዝሒ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0929264158  0914184250  0914833730