ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ናይ ማሽን ሾፕ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክተስርሕ ትደሊ ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል / ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዘለዉኦ ተሽከርከረቲ /መካይን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ጋራዝ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 30, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ፅገና/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/