ተዘግቷል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ከተማ እንዳባጉና ናይ 2013ዓ/ም ሱሩዕ በጀት ተጠቂሙ ኣብ ከተማ አንዳባጉና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ መሳርሕታት ሕትመት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ፣ ፈርኒቸርን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ
መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 14, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 14, 2013 4:30 ጥዋት
ቦታእንዳባ ጉና
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን