ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ካብ 17 ኮንደሜኒየም ዘሎ ሓድሽ ድልድል ክሳብ ገብሪኤል ኣደባባይ ከምኡ ድማ ካብ ምብራቅ ገፅ ዘሎ ካብ ናይ ደጋ ገብሪኤል በሪ እስካብ ሐማሪ ተካ መዕፀፊ አጋይሽ 18 ታክሲ ዘሎ መወደእታ ሚዲያን ከምኡድማ ካብ ዕደጋ ብዕራይ ዘሎ አደባባይ ክሳብ መቐለ ዩኒቨርስቲ እንስሳ ሕክምና ቨተርነሪ ዩኒቨርስቲ ዘሎ ሚዲያ ንሳምረ ኣስፓልት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዘም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ መሰረተ ገይርኩም ክትወዳደሩ ትድልዩ ብኣክብሮት ፃዉዒት የቅርብ

መዝግያ ቀን ታሕሳስ 4, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 4, 2016 4:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ--
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን

SUR Construction P.L.C. invites eligible bidders for the drilling of a deep water well including the supply and installation of a Pump and Generator

መዝግያ ቀን Thursday 21st, December 2023 9:00 am (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትThursday 21st, December 2023 9:30 am
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ100,000
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ500.00
የተለቀቀበት ቀን

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ንዝተፈላላዩ ኣብያተ ዕዮ መንግሰቲ ዝጥቐማሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

መዝግያ ቀን ታሕሳስ 10, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 10, 2016 4:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ኣቑሑት ብር 5,000.00, ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታት ኣቑሑት ብር 15,000.00, ናይ ሓይሊ መብራህቲ መሳርሕታት ኣቑሑትብር 15,000
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ150.00
የተለቀቀበት ቀን

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ (FSRP) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ /Lot ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ከፀግንን ይደሊ " በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡

መዝግያ ቀን ታሕሳስ 8, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 8, 2016 4:01 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋንምድብ /Lot 1, 40,000 (ኣርብዓ ሽሕ) ን ምድብ / Lot 2 ን 3 ብር 20.000 (ዕስራ ሽሕ)
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን

ግልጋሎት ደም ካንኪ መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 26, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 26, 2016 4:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ--
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ--
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s