Closed
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደልዩ ብደብዳቤ ቁፅሪ DC/4340/10/2023 ናይ ጨረታ ምልክታ ከምዘውፀአ ይፍለጥ፡፡ ናይ ጨረታ መኸፈቲ ዕለት ድማ 02/4/2016 ዓ.ም እንትኸውን በቲ ዕለት ሰዓት 3 ናይ ንግሆ ጨረታ ሳንዱቕ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ጨረታ ንክኸፈት ከምዝተወሰነ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ተሓቢሩ ከምዝነበረ ይፍለጥ፡፡ ኮይኑ ግን ኣብ ዝተወሰነ ንብረት ናይ ስፐስፍኬሽን ለውጢ ስለ ዝተገበረ እቲ ጨረታ ዝተናወሐ ምዃኑ ንገልፅ፡፡
መዝግያ ቀን ታሕሳስ 9, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 9, 2016 3:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ2%
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን