ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ክፍሊ ስርዓት ዕደጋን ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ካብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ናይ KGGCF በጀት ዝስራሕ ካናል ኮሮሲንግ ንክጫረተሎም ብዝተላኣከልና ሕቶ ዕድጋ መሰረት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣቢያ ማይ ጥምቀት ንዝስራሕ መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ካናል ኮሮሲንግ ብውድድር ከጫርት ይደሊ

መዝግያ ቀን ጥሪ 27, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 27, 2016 4:30 ጥዋት
ቦታወረዳ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ30,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ምልዓልን ምውዳብን ህዝቢ ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ንዝተፈላዩ ግልጋሎ ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ቸርክዮን ከምኡ ድማ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡን ንክትወዳደሩ እትደልዩን መቕረብ ክትወዳደሩ ፃውዒቱ ብኣኽብሮት የቕርብ

መዝግያ ቀን ጥሪ 23, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 23, 2016 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ500.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019