ተዘግቷል

ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ ቤት ህንፀት ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ትካልና ዝርካባ ከይዲ ስራሕቲ ንስራሕ መፈፀሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉን ናዉቲ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ሃለቅቲ ናይ ህንፃ ናዉቲን ኣቅሑትን : ሓለቅቲ ናይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን : ፅገና ሃለቅቲ : ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት : ሃለቅቲ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ከምእዉን ብናይ መደበኛ በጀት ዉሁሉን እቶትን ንምዕድጋ ይደሊ

መዝግያ ቀን ጥሪ 29, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 29, 2017 4:35 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋንሃለቀቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 12000 : ሃለቅቲ ናይፅሬት መሳርሒ 3000 ቅርሺ : ህንፃ ንብረታት 3000 ቅርሺ: ናይ ኤሊክትሮኒክስ ፅገና ኣቅሑት ሓሙሽተ 3000 ቅርሺ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ300.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ናይ 2017 መደበኛ በጀት ንወረዳና ፅምብላ ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳን ንእንስሳት ህክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ መድሃኒትን:ናዉቲ ህክምናን ካብ ሕጋወያን ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትምን ይደሊ

መዝግያ ቀን ጥሪ 29, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 29, 2017 4:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ8,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ መድሓኒት : ኣቅሑት ናዉቲ ሕክምና :ናይ ጎማን ባትሪን :ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ መለዋወጢ ኣቅሑት :ናይ ስፖርት ዕጥቂ ናይ ኮምፐተርን ኮምፒትር ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ዝኣመሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዕድጊታት ፅገናን ብግልፂ ምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከፀግንን ይደሊ

መዝግያ ቀን የካቲት 4, 2017 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትየካቲት 4, 2017 5:30 ጥዋት
ቦታወረዳ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ--
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ--
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019