ተዘግቷል
ቢሮ ፋይንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ Calm በጀት ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ መደበኛ በጀት ዝተፈላለዩ ሕትመታት ካብ ሴፍትኔት በጀት ናይ መኪና ጎማ ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ንምግዛእ/ንምሕታም ብምድብ/LOT/ መቒሉ ማለት እውን፡- ምድብ-HOT-1- ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2 - ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ምድብ-3/LOT-3፡- ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ምድብ-4/LOT-4- ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ክገዝእ/ከሐትም ይደሊ
መዝግያ ቀን መጋቢት 16, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 16, 2017 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ እዩ
የተለቀቀበት ቀን