ተዘግቷል
ሞገድ ኢንጂነሪንግን ኮንስትራክሽንን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ ከተማ መቀለ ክ/ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ንዝሃንፆ ናይ ንግዲ ህንፃ ናይ ጅብሰም ቻክ ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ኣብ ካልኦት ፕሮጀክትታት ብተመሳሳሊ ዝሰራሕኩም፤ ተኮናተርቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ።
መዝግያ ቀን ጉንበት 28, 2017 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጉንበት 28, 2017 11:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ10,000.00
የተለቀቀበት ቀን