ተዘግቷል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ወረዳና ዓዴት ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ማለት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ኮምፒተር : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ማካይን ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሪክን ዝኣመሳሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዕድጊታትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊ
መዝግያ ቀን ሰነ 11, 2017 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሰነ 11, 2017 5:30 ጥዋት
ቦታፍረወይኒ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ--
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ--
የተለቀቀበት ቀን