Closed
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ውቅሮማራይ፣ ሰለኽለኻ፣ ማይፀብሪ፣ ቆራሪት፣ ማይጋባ፣ ማይካድራን ዓዲ ረመፅን ዝርከቡ ንኡሳን ጨናፍር ንባንኪ ግልጋሎት ዝውዕሉ ባንኮኒ ናይ ዕንጨይትን ብረታ ብረትን ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።
መዝግያ ቀን ታሕሳስ 26, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 26, 2011 3:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ30,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ150.00
የተለቀቀበት ቀን