Closed
ደብረ ገነት ኩለመዳይ ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ ዕለት 01/07/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/05/2011ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ በቢዓመቱ ኦዲት ክንገብር ስለዝደለና ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ውልቀ ኦዲተራት ኦዲት ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ንዕድም።
መዝግያ ቀን ጥሪ 17, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 17, 2011 4:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ30.00
የተለቀቀበት ቀን