Closed
መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዘስርሖ ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ ናይ ሓባር ንብረት ዝኮኑ ኮሪደራት፣ መስተያት፣ ስላፕ/ናይ ህንፃ ጣራ/፣ ኣዳራሻት፣ ደረጃታት፣ ግሪን ኤርያታት፣ ዲች፣ /ናይ ማይ መክየዲ ካናላት/ ብኣጠቃላሊ ካብ ምድሪ ቤት ጀሚሩ ክሳብ 4ይ ደብሪ ዝርከቡ ቦታታት ናይ ፅሬት ስራሕቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤
መዝግያ ቀን የካቲት 21, 2011 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትየካቲት 21, 2011 11:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ7,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን