የኢትዩጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን የልማትና ክርስቲያናዊ ተራድኦ ኮሚሽን የትግራይ ኣህጉር ስብከት ልማት ማስተባበሪያ ፅህፈት ቤት የዘላቂ ቤት የቤተክርስትያን ደን ልማትና የህ/ሰብ ኑሮ ማሻሽያ ፕሮጀክት ለፅሙር ደብረብስራት ቅዱስ ገብሪኤል ኣገልግሎት የሚውል ባለ60/16 በናፍጣ የሚሰራ ወጮ እና ሌሎች ኣስፈላጊ ግብኣቶእ ገዝቶ ለማሰራት ይፈልጋል፡፡

መዝግያ ቀን መጋቢት 25, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 25, 2011 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ2,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ20.00
የተለቀቀበት ቀን

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Audit/ ብሰብ ሞያ መማከርቲ ሲቢል ምንድስና/ Building Engineering quantity surveyors and contractors/ ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩ ናይ መማከርቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤ ኣብ እዚ ጨረታ ክትሳተፉ ኣካላት፤

መዝግያ ቀን መጋቢት 22, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 23, 2011 10:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን

ማሕበርና ኣብ ናይ ካልኣይ ዙር ዕደላ ብሎክ 974 ዝኮነ 70ካሬ ድሕሪ ኣዋሽ መከላከያ ሆስፒታል ዲያስፖራ ከባቢ ናይ ዒስራ ሰብ መንበሪ ገዛ ብመሰረት ፕላንና ጂ+3 ንኮንትራክተራት ኣጫራትና ክነስርሕ ሰለዝድለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተመልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ንዕድም፡፡ ማሕበርና ኣብ ናይ ካልኣይ ዙር ዕደላ ብሎክ 974 ዝኮነ 70ካሬ ድሕሪ ኣዋሽ መከላከያ ሆስፒታል ዲያስፖራ ከባቢ ናይ ዒስራ ሰብ መንበሪ ገዛ ብመሰረት ፕላንና ጂ+3 ንኮንትራክተራት ኣጫራትና ክነስርሕ ሰለዝድለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተመልኡ ተጫረቲ ንክትሳተፉ ንዕድም፡፡

መዝግያ ቀን መጋቢት 21, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 21, 2011 10:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ምድብ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ፀፀር መንገዲን ከስርሕ ስለዝደለየ ንመሳርሒ ፅሕፈት ከምኡውን ኣብ ከባቢታት መቃብር ኣስላም፣ መረዋ ምውጫ፣ ዓዲ ዳንደርን ሓወሰዋን መንገዲ ፀፀር ከስርሕ ይደሊ፡፡

መዝግያ ቀን ሚያዝያ 1, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሚያዝያ 1, 2011 8:30 ጥዋት
ቦታኮረም
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (0.23)162.53 (0.23)
180.51 (1.5)182.31 (1.51)
24 (0)24.29 (0.04)
9.73 (0.06)9.83 (0.06)
1.02 (0.01)1.03 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2019
s