Closed
ቤት ፅሕፈት ል/ክ/ን/ ኢንዱስትሪ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ንዝትፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀመሎም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ • ናይ ፅሕፈት መሳርሒ • ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት • ናይ ሓይሊ መብራህቲ መሳርሒ ኣቅሑት
መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 5, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 5, 2012 4:00 ጥዋት
ቦታሃገረ ሰላም
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን