Closed
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ ዕደጋ ዝተፈላዩ ንብረታት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ፈርኒቸር፣ ጨርቂ ጋቦን ቀዋሚ ንብረት ናይ ሆቴል ማነጅመንት ትወዳደሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
መዝግያ ቀን ጥሪ 27, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥሪ 27, 2012 3:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ30.00
የተለቀቀበት ቀን