ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ፤መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ክሳብ 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት

3 እዚፕሮፎርማ ዕለት 30/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ