ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ንዘፈር ቁጠባ ዓብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጠቀማሎም ኣብቲ ዝተዘረዘሩ ናይ እንስሳ መድሓኒት ኣፋዉሱን መሳርሒኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 28/5/2017 ዓም ክሳብ 18/6/2017 ዓም ብኣካል ብምቅራብ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን እናመፃእኩም ትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም እናሐበርና እናገለፅና ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምከፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ቁፅሪ ክፍሊ 03 ትወስዱ ትክእሉ ዝርዝር መዓቀኒ ድማ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ክትረክብዎ ኢኩም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0947492334 / 0914134261

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ